ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኣሜሪካ-ኣፍሪካ ይሳተፉ ከምዘለዉ ይዝከር።

ጎኒ ንጎኒ እቲ ኣኼባ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝጠመተ ዘተ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ከምዝዘተዩ ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ ታሪካዊ ዝበሃል ምምሕያሻት ትገብር ብምህላዋ ንናይሓባር መዕባለ ኣብ ኢኮኖሚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ፃዕሪ ንክገብሩ ኣተባቢዐዮም ኢየ ኢሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባ ብምጥማት ትማሊ ምልዛቦም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment