ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን ግብርናን(ፋኦ) ኪዩ ዶንግዩን ዘቲየን።

እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ኢዩ።

ኢትዮጵያ ኣብ ፍሪያት ግብርና ቁልፊ ምዕባለ ተመዝግብ ከምዘላ ዓለም ይዕዘብ ኣሎ ምባሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment