ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ፕሮጀክትታት ውሕስነት ምግብን ፃዕሪታትን ብዛዕባ ዘሎ ሰፊሕ ምትሕብባር ሎሚ ንጎሆ ምስ መሓዛይ ኣኪንዉሚ ኣድሲና ዘቲና ኢሎም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment