ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይን ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ተላዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኤማኑኤል ማክሮንን ኣብ  ክሊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ተላዚቦም።

እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብዛዕባ ዘሎ ፅኑዕ ምትሕብበባርን ቀጠናዊ ጉዳያትን ብዝምልከት ዝግበር ደገፍ ብዝምልከት ኢዮም ብስልኪ ተዛቲዮም።

ባዛዕባ እቲ ዝነበረ ውፅኢታዊ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ነቶም ፕሬዚዳንት አመሳጊኖም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment