ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም።ሠ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ንዝተውፃእፅኡ ኣረጋዊያን፣ ጉድኣት ኣካልን ኣብ ጎደና ዝመሓደሩን ወገናት ኢዮም መኣዲ ኣካፊሎም።

ኣብቲ እንግዶት 150 ሰባት ተሳቲፎም።

ብኣልዓዛር ታደለ

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment