ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢትዮጵያ ናውቲን ጉጅለ ህይወት ኣድሕንን ንቱርኪ ከምዘበርከተት ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሰንኪ ኣብ ቱርኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ብዝጠፍአ ህይወት ሰብን ዝዓነወ ንብረትን ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሬሴፕ ታይፕ ኤርዶጋን ብቴሌፎን ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ኢትዮጵያ ዝተፀገመ ወገና ንምሕጋዝ ኩሉ ግዘ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም።

ብዘለዋ ዓቕሚ ናይ ናውቲን ጉጅለ ህይወት ኣድሕንን ንቱርኪ ከምዘበርከተት ተዛሪቦም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment