ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተፈላለዩ ኣባላት ማሕበረሰብ ሙስሊም ምድላው ኢፍጢር ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዝተፈላለዩ ኣባላት ማሕበረሰብ ሙስሊም ሎሚ ምሸት ምድላው ኢፍጢር ገይሮም።

ኣብ ብተ መንግስቲ ኣብ ዝተገበረ ምድላው ኢፍጢር ፥ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር ኢድሪስን ካልኦት ኣቦታትን ኣባላት ማሕበረሰብ ሙስሊምን ተረኺቦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዓብዪ ፆመ ሮመዳን ምኽኒያት ብምግባር “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ዓዲ” ብዝብል መትከል ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ሙስሊም ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ናብ ኢትዮጵያ ንክመፅኡ ብመሰረት ዘቕረብዎ ፃውዒት ኣጋይሽ ንምትእንጋድ ዘኽእል መርሃ ግብሪ ብምስንዳእ ምድላው ይግበር ከምዘሎ ይፍለጥ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment