ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ስራሕቲ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ-መዓልቲ ኣብ ክልል ሶማሌ ወረዳ ቱሉ ጉሌድ ስራሕቲ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ 2015 ዓ.ም ኣጀሚሮም።

ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ኣብ ሓጋይ ብክልተ ዙር 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ክተልምዕ ኢያ።

ካብዚ ድማ 52 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ክርከብ እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበረሉ።

በብዓመቱ ንስራሕቲ ፍርያት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ዝኣቱ መሬት በሽድሽተ ዕጽፊ ወሰኽ የርኢ ኣሎ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment