ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ክሪስታሊና ጆርጂየቫ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ዘለዋ ምትሕብባር ብዛዕባ ምጥንኻር ተላዚቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ “ምስ ክሪስታሊና ጆርጂየቫ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ዘለዋ ምትሕብባር ብዛዕባ ምጥንኻርን ከይዲ እቲ ለውጢ ብቐፃልነት ብዛዕባ ምድጋፍ ተዛቲና “ ኢሎም።

እቲ ዋዕላ ሎሚ መዓልቲ ዝጅመር እንትኸወን ሎሚን ፅባሕን ኣብ ብራስለስ ክካየድ ኢዩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment