ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015፣ ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዘቲዮም።

እቲ ዘተ አብ ከልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

እቶም መራሕቲ ጎኒ ንጎኒ መበል ዓስራይ ፎሮም ጣና ኢዮም ተዛቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፦ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ኢዩ።

ብኣልዓዛር ታደለ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment