ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ጆናስ ጋህርስቶር ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውፅኢታዊ ዘተ ቴሌፎን ከምዝገበሩ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ምስ ኖርዌይ ንብዙሕ ዓመታት ዝፀንሐ ሕብረት ትግንዘብ ኢያ ኢሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment