ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስሎቪኒያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምበል ሻድሻይ ዋዕላ ሕብረት ኣውሮፓ – ኣፍሪካ ኣብ ቤልጂየም ብራሰልስ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስሎቪኒያ ጃኔዝ ጃንሳ ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንብዙሕ ዓመታት ዝዘለቐ ሕውነት ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ምጥንኻር፣ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ቴክኒክን ምዝታዮም ኣፍሊጦም።

እቲ ዋዕላ ሎሚ መዓልቲ ዝጅመር እንትኸወን ሎሚን ፅባሕን ኣብ ብራስለስ ክካየድ ኢዩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment