ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ብሄራዊ ማእኸል እፅዋት ሲንጋፖር ኣብ ዝተሳለጠ ባህላዊ እፅዋት ናይ ምስያም ስነ ሰርዓት ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን  ኣብ ሲንጋፖር ፈላማይ ዕለት ዑደቶም ኣብ ብሄራዊ ማእከል እፅዋት ባህላዊ እፅዋት ናይ ምስያም ስነ ሰርዓት ተሳቲፎም።  ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ዘሎ እወንታዊ ሕውነትን ናይ ሓባር መንፈሰን ንምርኣይ ‘ኣራንዳ ኣቢይ ኣሕመድ ዝናሽ ታያቸው’ ዝተብሃለ ናይ ኦርኪድ ኣበባ ብኣሽማቶም ተሰይሙ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment