ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሞሪታኒያ ሞሃመድ ኡልድ ጋዙዋኒ ዘቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሞሪታኒያ ሞሃመድ ኡልድ ጋዙዋኒ ግዚያዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ከምዝገለፁሎም ሓቢሮም።

ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላላዩ ሃገራዊን ኣህጉራዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ክልቲኣዊ ዘተ ኣካይዶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment