ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፈትሒን ጉዳያት ሕገ መንግስታዊን ሪፐብሊክ ኡጋንዳ ዘቲዮም

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 6፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፈትሒን ጉዳያት ሕገ መንግስታዊን ሪፐብሊክ ኡጋንዳ ኖርበርት ማኦ ዘቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኖርበርት ማኦ ካብ ፕሬዚዳንት ካጉታ ሙሴቬኒ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ነምብፃሕ ኢዮም መፂኦም።

እቲ መልእኽቲ ብምቕባል፥ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ከምዝገበሩ አወን ሓቢሮም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment