ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ምምሕዳር ዩኤንዲፒ ጉዳያት ኣፍሪካን ዳይሬክተር ቀጣና ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ምምሕዳር ዩኤንዲፒ ጉዳያት ኣፍሪካን ዳይሬክተር ቀጣና ኣፍሪካን ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፣ ኣፍሪካ ንምዕባለኣ ክትጥቀመሎም ዝግበኣ ምህዞ፣ ዕድል ስራሕን ስጉምቲታት ቴክሎጂታትን መናእሰይ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልኽቲ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment