ቀዳማይ ሚኒስትር ኢስዋቲኒ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኢስዋቲኒ ኣምብሮሲ ድላሚኒ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይቶም ከምዝሓለፈ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊፁ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቅድሚ ከባቢ ሓደ ወርሒ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ገሊፆም ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዝርከቡ ገሊፆም ነይሮም ኢዮም፡፡

ይኹን እመበር እቶም ወዲ 52 ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ኣብ ሆስፒታል ደቡብ ኣፍሪካ ክትትል እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ኢዮም ናብ ስልጣን መፂኦም ነይሮም፡፡

ንጉስ እታ ናይ ሕዚ ኢስዋቲኒ ናይ ቀደም ስዋዚላንድ፥ ብሕልፈት እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡

ፍልፍል፡- ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment