ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ጎንደር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ አቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ጎንደር ኣምሪሖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ንምክያድ ናብታ ከተማ ምምርሖም ተገሊፁ።

ኣብቲ ቦታ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራን እታ ከተማን፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ክፋላት ማሕበረሰብን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment