ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣሳሊጦም።

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋን (ዶ/ር ኢ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ ንቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

መንግስቲ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ልምዓትን ምርምርን ከርሰ ምድሪን ኢትዮጵያ አንትሳተፈን ደገፍ እንትገበረን ምፅንሑ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment