ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፋሊያ ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ፥ ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ትካላዊ ዝምድና ንምጥንኻር እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘሳለጥዎ ዑደት ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ሓቢሮም።

እቲ መገዲ ኣየር ብሪፎርም ዕጥቅታት ኣቪዬሽን ንምዝማን ዝፍፅሞ ዘሎ ብዙሓት ተግባራት ንምሕጋዝ እቲ ኣጋጣሚ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ንምባል ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም።

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ቼክ ኣብ ዝተፈላለዩ ቴክኖሎጂታት ኣቪዬሽን በምትሕብባር ናይ ምስራሕ ናይ ነዊሕ እዋን ልምዲን እወንታዊ ርክብን ከምዘለዎ ተዛሪቦም።

ዝተጀመረ ስልጠና ዓቕሚ ሓይሊ ሰበን ካልኦት ዓውዲታት ሙያን ንምጥንኻር ክልቲአን ሃገራት ምስምዕመዐን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment