ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ፎረም ጣና ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ምምፅኦም ይዝከር።

ጠቅላይ ሚኒስትሩ በአዲስ አበባ ቆይታቸው የሳይንስ ሙዚየምን የጎበኙ ሲሆን ÷በባህር ዳር ከተማ በተካሄደው 10ኛው የጣና ፎረም ላይም ተሳትፈዋል፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሙዚየን ሳይንስ ዑደት ኣካይዶም ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment