ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይን ፕሪዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሪዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳይስ ኣፈወርቂ ብእንግዶት ቀዳማይ ሚኒሰትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ።

ፕሪዚዳንት ኢሳይስ፥ ኣብዚ ሰሙን ዝተመረቐ ፕሮጀክት ፓርክ እንጦጦ ቅድሚ ምጅማሩ፣ እናተሰርሐ እናሃለወ ከምኡ እውን ሕዚ ምስተዛዘመ ሓዊሱ፤ ኣብቲ ቦታ ዑደት እንትገብሩ ነመበል ሳለሳይ እዋን ከምዝኾነ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment