ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣብ ዝዘመቱሉ እዋን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣብ ዝዘመቱሉ እዋን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ዙሪያ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ኣብ ወረዳ ኣቃቂ እናለምዐ ዝርከብ ዝራእቲ መስኖ ስርናይ ዑደት ገይሩ፡፡

ኣብ ናይዚ ዓመት ልምዓት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክሳብ ሕዚ 180 ሺሕ ሄክታር መሬት ብዝራእቲ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ፡፡

ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2013/14 ኣብቲ ክልል ብዓውዲ ሕርሻ ብዝተሰርሐ ስራሕ ካብ ወፃ ዝኣቱ ስርናይ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ተኻኢሉ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ መስሓቢ ማይ ሞተራት ካብ ወፃ ንምእታው ብዕቱብ እናሰርሐ ይርከብ ምባሎም ካብ ቢሮ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment