ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሰለስተ ሚኒስትራት ሽመት ሂቦም።

ካብ 26 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝሃቡዎም ሽመታት፡-

– ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ሚኒስትር ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን

– ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)ሚኒስትር ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን

– ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ኣማኻሪ ሚኒስትር መናእሰይን ስፖርትን ቀዳማይ ሚኒስትር

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment