ቀዳማዊ እመቤታት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሕውነት ብደቂ ኣንስትዮ ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢት ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊ እመቤታት ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ኣብ ፓርክ ሕውነት ደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ተሳተፍቲ ኣብ ዝገበረ ዓውደ ምርኢት ዑደት ከምዝገበራ ገሊፀን፡፡

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያአን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ ደቂ ኣንስትዮ ኢኮኖሚአን ብምድንፋዕ ኣታዊ እንትረኽባ ኩለመዳይ ረብሓ ኣለዎ ኢለን።

“ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ፌዴሪኢ ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢት ንኽትዕዘቡ፤ ደቂ ኣንስትዮ ክተበረታትዑ ይዕድም” ክብላ መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment