ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ጅማ ዝህነፅ ዓለም ለኸ ፎር ፖይንትስ ባይ  ሆቴል ሻራተን ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እምነ ኩርና ኣብ ጅማ ዝህነፅ ዓለም ለኸ ፎር ፖይንትስ ባይ  ሆቴል ሻራተን ኣንቢረን።

እቲ ሆቴል ብ2 ቢሊየን ብር ዝህነፅ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ 2 ዓመት ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ድልዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ።

ህንፀት እቲ ሆቴል ብሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ብመሰረት ማሪዮት ኢንተርናሽናል ስታንደርድ ከምዝፍፀም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment