ቀረብን ዝርገሐን ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ አእቲ ዓውዲ ምዝማን ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብን ዝርገሐን ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ ምቁፅፃርን ምምሕዳርን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ “ዲጂታል ኤሌክትሪክን ኢነርጂን” ብዝብል ዘተ መርብበ ሓበሬታ ተኻይዱ።

ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኢትዮጵያ ቀረብ ዝሕደስ ሓይሊ እናስፋሕፈሐት ይኹን እምበር ቀረቡ፣ ቁፅፅሩን ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ዘይምሕጋዙን ተሓቢሩ፡፡

ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ባይሳ በዳዳ፥ ቀረብ ኤሌክትሪክ ብዲጂታላዊ ኣሰራርሓ ብምሕጋዝን ብምምሕያሽን ተረባሕነት ዜጋታት ምርግጋፅ ከምዝግባእ ተዛሪቦም፡፡

ኣብቲ ዘተ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝተውፃእፅኡ ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ሰብ ሞያ ምስታፎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment