ሽፋን ንመሓዝ ፈቲኑ ዝተደምሰሰ ዕጡቕ እቲ ግብረ ራዕዲ ናይ ውሕሃ ስደተኛ መታወቂያ ዝሓዙ ኢዮም- ኣይተ ኣገኘሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሱዳን ኣንፈት ብሽም ቅማንት ዝንቀሳቐስ ፅንፈኛ ሓይሊ ሽፋን ንምሓዝ ህወሓት ብዝገበሮ ምንቅስቓስ  ፈቲኑ ዝተደምሰሰ ዕጡቕ እቲ ግብረ ራዕዲ ናይ ዓለም ለኸ ትካል ሓገዝ መታወቂያ ዝሓዙ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣፍሊጦም።

መጥቃዕቲ ንምፍፃም እንትፍትኑ ዝተወቕዑ ዕጡቓት ናይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ስደተኛ መታወቂያ ዝሓዙ ከምዝኾኑ እቶም ርእ ሰምምሕዳር ገሊፆም፡፡

እቶም ርእሰ ምሕዳር ሽፋን ንመሓዝ ዝተንቀሳቐሰ ህወሓት ከምዘይኮን ኮይኑ ከምዝተወቕዐ እውን ገሊጾም።

ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ ብዙሓት ዕጡቓት ህወሓት ከምዝተደምሰሱ ኣፍለጦም።

“ጀጋኒና ኩሉግዘ ብዝፍፅሙዎ ጀብዲ መንግስቲ እቲ ክልል ኩርዓት ይስመዖ” ምባሎም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

Comments (0)
Add Comment