ሽዱሽተ ትካላት ንክልተ ሓደሽቲ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ንዝወፅአ ጨረታ ሰነድ ኣእትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ዓለም ለኸ ትካላት ንክልተ ሓደሽቲ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ንዝወፅአ ጨረታ ሰነድ ኣእትዮም።

እቲ ሰነድ ጨረታ ዝኣትወሉ እዋን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 4 ንጎሆ ተዛዚሙ።

እቶም ዓለም ለኻዊ ትካላት ሳፋሪኮም ካብ ኬንያ፣ ቮዳፎን ካብ ብሪታኒያ ፣ ቮዳኮም ካብ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ሲዲሲ ግሩፕ ካብ ብሪታኒያ፣ ሰሚቶሞ ኮርፖሬሽን ካብ ጃፓንን ኤምቲኤን ግሩፕ ካብ ደቡብ ኣፍረካን ምዃኖም ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።

በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ዝተረከቦቦም ሰነዳር ብቴክኒክን ፋይናንስን ግምገማ ድሕሪ ምግባሩ ሰዓራይ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment