ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕቃብ ሰላም ኮሪያ ዝተዋፈረ ሻለቃ ቃኘው ኣብ ኮሪያ ዝፈፀሞ ተጋድሎ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ዓለም ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ማሕበር ወፈርቲ ኮርያ ኣብ ኢትዮጵያ መበል 73 ዓመት ኢትዮጵያ ናብ ኮሪያ ዝወፈረትሉ መዓልቲ ኣኽቢሮም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥ ኣብ ምኽባር ሰላም ኮሪያ ዝተሳተፉ ክብሪ ምሃብን ምምጋንን ኢሉ እውን ታሪኮም ምስናድ ይግባእ ኢሎም።
ሻለቃ ቃኘው ኣብ ኮሪያ ዝፈፀሞ ተጋድሎ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ዓለም ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘርእይ ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።