ሸኽሚ ዕዳ ዘለወን ሃገራት ፈተና ክሌማዊ ለውጢ ክፃወራ ኣይኽእላን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሸኽሚ ዕዳ ዘለወን ሃገራት ፈተና ክሌማዊ ለውጢ ክፃወራ ከምዘይኽእላ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ መደረ ኣስሚዖም።

ኣብ መደረኦም ድማ ዝተጎድኣ ሃገራት ፀዕንቶ ዕዳ ንምንካይ፣ ንብረት ኣየር ንምፅዋርን ፍትሓዊን ዘላቕነት ዘለዎን ዕቤት ኢኮኖሚ ሸቶአን ንኸዕውታ ኣባል ሃገራ ጉጅለ 20 ሰፊሕን ግዚኡ ዝጠልቦ ትልሚ ምቅላል ዕዳን ተግባራዊ ክገብራ ከምዝግባእ ኣልዒሎም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment