ሸኔ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ገላን፣ ሆለታን ወሊሶን ከተማታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሸባሪ ሸኔ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ገላን፣ ሆለታን ወሊሶን ከተማታት ይካየድ ኣሎ።

እቶም ነበርቲ ኣሸባሪ ህወሓትን ሸኔን እዛ ሃገር ንምፍራስ ዝፈጠርዎ ጥምረት ኣውጊዞም።

ሸኔ ናይ ኦሮሞ ስም ሽፋን ብምግባር ምስ ህወሓት ምስላፉ ሓዱኝ እኳ እንተዘይኮነ ናይ ሃገር ፀላኢ ምዃኑ ብጭቡጥ ዘረጋገፀ ተግባር ኢዩ ኢሎም።

ሸኔ ናይ ኦሮሞ ህዝብን ሃገርን ፀላኢ ኢዩ፤ ሸኔ ናይ ወያነ ተለኣኣኺን ከሓዲን ኢዩ ዝብሉ መፈክራት ብመሓዝ ተግባሮም ኣውጊዞም ከብል ኦቢኤን ዘጊቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment