ሸኔን ህወሓትን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣምቦ ከተማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔን ህወሓትን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣምቦ ከተማ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ምዕራብ ሸዋ ዞባ 22 ወረዳታትን ኣምቦ ከተማ ምምሕዳርን ነበርቲ ይሳተፉ ኣለዉ።

እቶም ተሳተፍቲ ናይ ክልቲኦም ግብረ ራዕዲ ጉጅለታት ተግባርን ናይ ቀረባ ግዜ ውህደትን ንኦሮሞ ህዝቢ ዘለዎም ንዕቐት ዘርኣይሉን ተቐባልነት ከምዘይብሉ ገሊፆም።

ብኣፈወርቅ አለሙን ሌሊሴ ተስፋዬን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment