ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዑይ ትውልዲ ንምህናፅ ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።

ኣይተ ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ምምሕዳር ከተማ ባሕር ዳር ኣብ ከባቢ ዲፖ ዝሃነፆ መዘውተሪ ስፖርት ስራሕ ከምዝጀመረ ገሊፆም፡፡

ጥዑይ ወለዶ ንምህናፅ ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ከምዝኾነ ኣመልኪቶም፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment