ስፓርት

ስፓርት

ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣማሲዩ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም። ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 1 ደቒቓን 48 ሰከንድን 39 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ቀዳማይ ብምውፃእ፣ ኣትሌት መርሲሞይ ካሳሁን 1 ደቒቓ 48 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም። ብተመሳሳሊ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ መፃረዪ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት መብርሂት…
Read More...

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ። ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቓ 37 ሰከንድ 24 ማይክሮ ሰከንድ ብምዝዛም መበል ካልኣይ ደረጃ ሒዙ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና…

ሎሚ መዓልቲ ቀትሪን ለይቲን ኣብ ዝካየዱ ውድድራት መፃረዪን ፍፃመን ሻምፒዮና ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሳልሳይ መዓልቲ ኣብ ዝሓዘ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ቀትሪን ለይቲን ኣብ ዝካየዱ ውድድራት መፃረዪን ፍፃመን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ክሳተፉ ኢዮም። ሎሚ ቀትሪ ድሕሪ ሰዓት 11 ኣብ ዝካየደ መፃረዪ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ÷ ኣትሌት መልኬነህ ኣዘዘውን ኣብዲሳ ፈይሳን ንኢትዮጵያ ክውክሉ…

ኣብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ፈለምቲ ሜዳሊያታት ወርቂን ብሩርን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ፈለምቲ ሜዳሊያታት ወርቂን ብሩርን ረኺባ። ኣኮሎምቢያ ካሊ እየተኻየደ ዝርክብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ለይቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ፈለምቲ ሜዳሊያታት ወርቂን ብሩርን ክትረክብ ክኢላ።…

ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝጅምር ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ውድድራት ክሳተፉ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 መፃረዪ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝግበር እንትኸውን፥ ምሸት ሰዓት 12፡30 ድማ መፃረዪ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መሰታኡ ደቡብ ሱዳን 5 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቡብ ሱዳን  ኣብ ዝገበሮ መፃረዪ ፀወታ ሻምፒዮና ኣፍሪካ(ቻን) 5 ንባዶ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ። መበል ሻውዓይ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ቻን ኣብ ኣልጀሪያ 2023 ዓ.ም.ፈ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መመዓልቲ…

እዞም ጀጋኑ ኣትሌታት ውፅኢት ቅብብል ትውልዲ ነባር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኢዮም-ኮሎኔል ደራርቱ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዞም ጀጋኑ ኣትሌታት ውፅኢት ቅብብል ትውልዲ ነባር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኢዮም ክብላ ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ኮሎኔል ደራርቱ ቱሉ ተዛሪበን። ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት በዝሒ ሜዳሊያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክብ ንክብል ከምዝስራሕ እተን ፕሬዚዳንት ገሊፀን። ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተሳለጠ መበል…