ስፓርት

ስፓርት

ማሰን ማውንት ብዕሊ ናብ ማንቼስተር ዩናይትድን ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ንእንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ማሰን ማውንትን ብዕሊ ኣፈሪማቶ፡፡ ላንክሻየራዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ÷ ንማሰን ማውንት ብሓሙሽተ ዓመት ኮንትራት ኢያ ኣፈሪማቶ፡፡ ንዝውውር እቲ ተፃዋቲ 60 ሚሊየን ፓውንድ ወፃኢ ከምገበረት ቢ ቢ ሲ ፀብፂቡ፡፡ ማውንት ኣብ ቼልሲ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት 195 ጊዜ ተሰሊፉ 33 ሸቶታት ከመዝግብ ክኢሉ ኢዩ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ…
Read More...

ኣብ ስቶኮልም ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሲዊዲን ስቶኮልም ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብዝተፈላለየ ርሕቐት ተዓዊቶም። 7ይ ዙር ውድድር ጉያ ዳይመንድ ሊግ 2023 ኣብ ስቶኮልም ዝተኻየደ እንትኸውን÷ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊን ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ…

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሓደ ፀወታ እናተረፋ ሻምፒዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም ምዃና ኣረጋጊፃ። ሎሚ መዓልቲ ቅዱስ ጊዮርጊስን ምስ ሃድያ ሆሳዕና ዘራኸበ መበል 29 ሰሙን ፀወታ÷ 9፡00 ሰዓት ኣብ ስታዲየም ዩንቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተኻይዱ፡፡ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ…

ጋንታ ኣርሰናል እንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ዲክላን ራይስ ንምፍራም ምስ ዌስትሃም ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣርሰናል እንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ዲክላን ራይስ ክብረ ወሰን እታ ጋንታ ብዝኾነ ዋጋ ንምፍራም ምስ ጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ተስማዕሚዓ። ኣርሰናል ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምዝውዋር 100 ሚሊየን ፓውንድ ክፍሊት ከምኡ እውን ተወሳኺ 5 ሚሊየን ፓውንድ ውፅኢት እናተርኣየ ዝኽፈል ወፃኢ ክትገብር ኢያ፡፡ እታ…

መበል 39 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ዝቕፅል ሰንበት 18 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መበገሲኢን መዛዘሚኡን ኣብ ሰሚት ዝገብር እቲ ውድድር ማራቶን÷ ካብ 12 ክለባት፣ 2 ክልላትን 1 ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ 354 ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ክሳተፉ ኢዮም።…

ውድድር ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላትን ምምሕዳራት ከተማታትን ዝተሳተፍሉ ውድድር ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ነቲ ውድድር፥ ፕሬዚዳንት ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ወንድሙ ሃይሌን ሓላፊ ሽግግር ማሕበራዊ ልምዓት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ክንደያ ገብረህይወትን (ፕ/ር) ኣጀሚረምዎ። ካብ 14 ክሳብ 18 ሰነ 2015…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ንብሄራዊ ጋንትኡ 200 ጊዜ ብምስላፍ ኣብ መዝገብ ክብረ ወሰን ዓለም ሽሙ ኣንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርስቲያኖ ሮናልዶ ንብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ፖርቹጋል 200 ጊዜ ብምስላፍ ኣብ መዝገብ ክብረ ወሰን ዓለም ሽሙ ኣንቢሩ። ሮናልዶ ትማሊ ምሸትኣብ ኔሽንስ ሊግ ኣውሮፓ ፖርቹጋል ምስ ኣስላንድ ኣብ ዝተጋጠማሉ ፀወታ ንመበል 200 ግዘ ተሰሊፉ ተፃዊቱ። ኣብቲ ፀወታ ሸቶ ብምቑፃር ሃገሩ ክትዕወት ኣኽኢሉ ኢዩ። ነዚ ስዒቡ…