ስፓርት

ስፓርት

ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተሳተፈትሉ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተሳተፈትሉ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ኣፍሪካ እስያ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ (jks) ተሳተፍቲ ዝኾኑ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ብ60 ኪሎ ግራም ዝተወዳደረ ናትናኤል በየነ ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ እንተመዝግብ÷ ኣብ ተመሳሳሊ ውድድር ኤፍሬም ኣደምን ኣስቻለው ክብሩ ብ84 ኪሎ ግራምን ድማ ተሸለምቲ ሜዳሊያ ነሓስ ኮይኖም። ኣብቲ ውድድር ካብ 29 ሃገራት…
Read More...

ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን እንትዕወቱ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜደኦም ወፃእ ዝተፃወቱ ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን ተዓዊቶም። ኣብ ሜድኡ ዝተፃወተ ማንቼስተር ዩናይትድ ድማ ስዕረት ኣጋጢሙዎ። ብመሰረት እዚ፥ ሊቨርፑል ንወልቨርሃምፕተን ወንደረርስን 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ማንቼስተር ሲቲ ድማ ንዌስትሃም…

ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ንምዝካር ተፃወትቲ ፀሊም ባጅ ከምዝገብሩ ፕሪሚየር ሊግ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬትን ውሕጅን ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ንምዝካር ኩሎም ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀሊም ባጅ ክገብሩ ከምዝወሰነ እቲ ሊግ ገሊፁ። ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ÷ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠሙ ዘሕዝኑ ሓደጋታት ተፈጥሮ ኣዚዩ ከምዝሓዘነ…

ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም 20 መስከረም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ 20 መስከረም 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ቀዳማይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዳማን ድሬደዋን ከምዝካየድ እውን ተሓቢሩ፡፡ ቀዳማይ ዙር…

ውድድር ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ 17 ጥቅምቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ 17 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ፌደሬሽን ዘበን ውድድር 2016 ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅምረሉ ዕለትን ካልኦት ተተሓሓዝቲ  ሓበታታትን ንተሳተፍቲ ጋንታታት ምፍላጡ ሓቢሩ፡፡ ብመሰረት እዚ መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕጫ 3  ጥቅምቲ ዝካየድ…

ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ዝርዝር ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዋና ዳያኑ ተኻቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ዝርዝር ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዋና ዳያኑ ተኻቲቱ። ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ(ካፍ) ኣብ ኮትዲቫር ንዝካየድ ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዳያኑ ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ። 85 ሰብ ሞያታት ዕላዊ ኣብ ዝተገበርሉ ዝርዝር ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳይና ባምላክ ተሰማ መክታቱ…

ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኒውካስል ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ከተማ ኒውካስል ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ። ኣትሌት ታምራት ቶላ ነቲ ርሕቐት 59 ደቒቕን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሙክታር እድሪስ ድማ 1 ሰዓት 01 ደቒቕን 20 ሰከንድን ብምዝዛም 3ይ ደረጃ ሒዙ፡፡…