ስፓርት
ኤዲን ሃዛርድ ጫማኡ ሰቒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋቲ ጋንታታት ቼልሲ ሪያል ማድሪድ ኤዲን ሃዛርድ ኣብ 32 ዓመቱ ንባዕሉ ካብ ኩዕሾ እግሪ ምግላሉ ኣፍሊጡ፡፡
ሃዛርድ÷ ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ድሕሪ ምፅምባሩ ብዘጋጠሙዎ ተደጋገምቲ ጉድኣታት ናይ ምስላፍ ዕድል ምስኣኑ ይፍለጥ፡፡
ዋላ እኳ ዝተረፈ እዋን ኮንትራት የሃልዎ እምበር ካብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብስምምዕነት ከምዝተፈላለየ ተገሊፁ፡፡
ሃዛርድ ብፍላይ ካብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ዕዉት ዝበሃል እዋን ዘሕለፈ እንትኸውን፥ 'ወርቃዊ' ዝተባህለን ብውፅት ዘይተዓጀበን ኣባል…
Read More...
ኣብ ሪጋ ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላቲቪያ ሪጋ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና ንዝተሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌታት ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ
ኣብ ሪጋ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዝተሳተፉ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ን ሎሚ ኑጉሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡
እቶም ልኡኻት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ…
ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ።
ቀዳማይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም÷ ትማሊ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተጀሚሩ፡፡
ኣብ መኽፈቲ ፀወታ እቲ ሊግ÷ ጋንታታት ኣዳማ ከተማን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ተራኺበን 0 ን 0 ብዝኾነ ማዕረ…
ድርቤ ወልተጂ ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ደቂ ኣንስትዮ ሪከርድ ሰይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑወን፡፡
ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ እንትትዛዝም ፍሬወይኒ ሃይሉ ድማ ካልኣይ ደረጃ ክትሕዝ ክኢላ፡፡
#Ethiopia
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑዎም።
ኣትሌት ሓጐስ ገብረህይወት ነቲ ርቕቐት 12 ደቒቕን 59 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ፡፡
ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዮሚፍ ቀጄልቻ ድማ ብ13 ደቒቕን 02 ሰከንድን ብምዝዛም 2ይ ደረጃ ብመሓዝ…
ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ዓለም 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ሪጋ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ብ5 ኪሎ ሜትሮ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ዛዚማ።
ኣትሌት እጅጋየሁ ነቲ ርሕቐት 14 ደቒቕን 40 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ሳልሰይቲ ወፂኣ፡፡
ኣብቲ ርሕቐት ዝተሳተፈት መዲና ኢሳ ድማ ራብዓይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ፡፡
#Ethiopia…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ሎሚ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበሩሉ ኣብ ላቲቪያ ሪጋ ዝካየድ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሎሚ ክካየድ እዩ።
ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮ ብሸውዓተ ደቂኣንስትዮ ሽዱሽተ ደቂተባዕትዮን ብድምር ብ13 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ።
ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ቀትሪ ሰዓት 5፡50 ውድድረን ከምዝገብራ…