ስፓርት

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ መለክዒታት ብምምላእ ፀወታኣ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት ብፍሉይ ትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት ገሊፆም። መበል 15 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኩዕሾ እግሪ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዘለዎ ህዝባዊ መሰረት ሓሊፉ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ንህንፀት ምስሊን ስፖርት ዲፕሎማሲን ምስ ሃገራት ዘለዋ ርክብ ንምዕባይ ኣስተዋፅኦ እናገበረ ከምዝኾነ…
Read More...

ኣብ ማንቹሪያን ደርቢ ማቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ምሸት 12፡ 30 ኣብ ዝተኻየደ ደርቢ ማንቹሪያን÷ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ማንቼስተር ሲቲ ንኽትዕወት ክልተ ሸቶታት ኧርሊንግ ሃላንድ ብፀወታን ብፍፁም ቅላዕን እንተመዝግብ÷…

ሱፐር ሰንዴይ ማንቹሪያን ደርቢ ኣብ ኦልድትራፎርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ማንቹሪያን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሽት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ቶተንሃም ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምፅባብ ናብ ሜዳ እንትትኣቱ፤ ማንቼስተር ዩናትድ ብኣንፃሩ ናይ ደርቢ ክብራ…

ሉሲታት ምስ ናይጀሪያ መዘነአን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ምስ ናይጄሪያ መዘነኣ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊያ። ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ እንትኸውን÷ እቲ ፀወታ ብማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ። ናይ መልሲ ፀወታ ድማ 20 ጥቅምቲ…

ሉሲታት ሎሚ ምስ ናይጀሪያ መዘነአን ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ናይጀሪያ መዘናኣ ሎሚ መዓልቲ ክትፃወት ኢያ፡፡ ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ሉሲታት ነቲ መፃረዪ ፀወታ ንዝሓለፉ ሽዱሽተ መዓልቲታት ኣካላዊን…

ኔማር ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ 8 ክሳብ 10 ኣዋርሕ ካብ ፀወታ ክርሕቕ ከምዝኽል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ኮኸብ ኔማር ጁኒየር ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ 8 ክሳብ 10 ኣዋርሕ ካብ ፀወታ ክርሕቕ ከምዝኽእል ተገሊፁ፡፡ ጉድኣት እቲ ኔማር 90 ሚሊየን ዩሮ ፈሰስ ብምግባር ነቲ ተፃዋቲ ካብ ፒ ኤስ ጂ ንዘፈረመቶ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ሂላል ዘሕዝን ዜና ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ወዲ 1 ዓመት ተፃወታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ኔማር÷ ኣብ መፃረዪ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ተኻቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ተኻቲተን። ኣትሌቲክስ ዓለም ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ዓመተ 2023 ዝርዝር 11 ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ተዓዋቲት 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ኣብ ዳይመንድ ሊግ ወናኒት ክብረ ወሰንን ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ከምኡ…