ስፓርት

ስፓርት

ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ። ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይሌ ምስ ሴራሊዮንን ቡርኪና ፋሶን ነዝግበር ፀወታ ዘሰልፍዎም 23 ተፃወትቲ ምፍላዮም ተገሊፁ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ወርሒ ሕዳር መጀመሪያ ፀወታኣ ምስ እተን ሃገራት ንምግባር ፅባሕ ናይ መወዳእታ ልምምዳ ብምስራሕ ኣማሲያ ናብቲ ከባቢ ክተምርሕ ኢያ ተባሂሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
Read More...

ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ላዕለዋይ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ዝሳተፋሉ ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ድልድል ኣብ ምድብ ሀ፦ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሃምበሪቾ ዱራሜ፣ ሃድያ ሆሳእና ምስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ፣ ወላይታ ድቻ ምስ ደሴ ከተማ፣ ቢሾፍቱ ከተማ ምስ ሃላባ ከተማ፣ ኣዳማ ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና፣…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣፍሪካ ዘፀውዑ ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣህጉር ኣፍሪካ ዘፀውዑ ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ኣብ ማራቶን ኒው ዮርክ ንዝተዓወቱ ኣትሌታ ኢትዮጵያን ኬንያን እንኳዕ ደስ በለኩም…

ኣብ ማራቶን ሹዙ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣቻይና ሹዙ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት መልካ ደርቤ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 14 ደቒቕን 23 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ክኸውን ክኢሉ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣትሌት ደራርቱ ሃይሉ ብመዳይ ደቂ ኣንስትዮ ነቲ ርሕቐ 2 ሰዓት 27ደቒቕን…

ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ስዒሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ብዓወት ዛዚሙ። ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ ብምውፃእ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ታምራት ቶላ 2:04:58 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ እንትዕወት፤ ኬኒያዊ ኣትሌት ኣልበርት ኮሪሪ 2:06:57 ብዝኾነ ሰዓት ካልኣይ…

10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ ፍቅርተ ወረታ ካብ መቻል እንትትስዕር፣ ጋዲሴ ሙሉ ካብ ፖሊስ ኦሮሚያን የኔነሽ ጥላሁን ካብ ክልል ኦሮሚያ ካልአይቲን ሳልሰይቲን ወፂን፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣንዱኣለም በላይ ካብ ፖሊስ ፌደራል እቲ ውድድር ቀዳማ ብምውፃእ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት በምውፃእ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ብዘቐፀራ ብሕታዊት ሸቶ ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ። እቲ ብሕታዊት ሸቶም ቡሩኖ ፈርናንዴዝ ኢዩ ኣቑፂሩዋ። ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ኣብ ከቢድ ፅዕንቶ ዝነበረ ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ሩፍታ ረኺቡ ኣሎ።…