ስፓርት
ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታ ኣፍሪካ ብፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው 2ይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ክተምፅእ ክኢላ፡፡
ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ውድድር 20 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣትሌታት ተሰማ መኮነን፣ ማስረሻ ብሪን ሃፍታሙ ኣባዲ ኢትዮጵያ ብምውካል እናተወዳደሩ ይርከቡ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር…
Read More...
ኢትዮጵያ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ።
ኣብቲ ውድድር ውዴ ከፍያለው፣ ተኬን ኣማረ ብቕደም ሰዓብ ካልኣይን ሳልሳይን ብምውፃእ እቶም ሜዳሊያታት ንሃጎም ኣምፂኦም።
ከምኡውን ኣበሩ ኣያና ኣብቲ ውድድር መበል ራብዓይ ደረጃ ከምዝሓዘ ተገሊፁ።…
ኢትዮጵያ ብውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ከምዝረኸበት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ገሊፁ።
ከም ኣገላልፃ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኣትሌት ኣበራ ለማ ኣርባዕተ ሜትሮ ብምዝላል እቲ ሜዳሊያ ተረኪቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ 3 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሎሚ ሙለታ ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ 3 ሺሕ ሜትሮ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣርኪባ።
እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ9 ደቒቓ 26 ሰከንድን 63 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው መበል ሳልሰይቲ ወፂኣ።
ከምኡውን ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁን ፍሬሕይወት ገሰሰን ራብዓይን ሓምሻይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።…
ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ብኣትሌት ምስጋናው 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ20 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ምስጋናው ዋቁማ 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ንኢትዮጵያ ኣመዝጊቡ፡፡
ኣብ ተመሳሳሊ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ሜዳሊያ ብሩር ንሃገራ ከምዘመዝገበት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…
ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ኣብ ዝገበረ ኣብ ጋና ኣንካራ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ውድድራት ፍፃመ ከምዝካየዱ ዝወፅአ መርሃ ገብሪ ይሕብር።
ብመሰረት እዚ፥ ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ 800ን 10 ሺሕን ሜትሮ ውድድር ጉያ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ።
ሰዓት…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑወን።
ኣትሌት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፅኣ።
ኣብቲ ርሕቐት ኣትሌት ብርቱካን ሞላ 2ይ ኣትሌት መልክናት ውዱ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ሜዳልያ ብሩር ነሓስን ኣምፂአን።…