ስፓርት
ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ።
ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ሜዳሊያ ወርቂ ንሃገራ ኣምፂኣ።
ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ድማ ሓምሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ።
Read More...
ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ንፍፃመ ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ንፍፃ ሓሊፈን፡፡
ኣብ ቻይና ናንጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝተሳተፉሉ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ተኻይዱ፡፡
ኣብ ምድብ 1…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሓምሻይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ።
እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ምድብ ካብ ዝገበረቶም ኣርባዕተ ፀወታታት ሰለስተ ነጥቢ ብመሓዝ ኣብቲ ምድብ 5ይ ደረጃ እንትትቅመጥ፤ ተጋጣሚታ ግብፂ ብ10 ነጥቢ ነቲ ምድብ እናመርሐት ትርከብ።…
ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኣብ ቻይና ናንጂንግ ምክያድ ጀሚሩ።
በዚ ድማ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋ ሰለስቲአን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክሓልፋ ክኢለን።
ኣትሌት ሃብታም ኣለም፣ ኣትሌት ፅጌ ዱግማን ኣትሌት ንግስት ጌታቸውን ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ…
16 ዓመታት ሙሉእ ካርዲ ዘይርኣየ ተፃዋታይ………
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ ፀወታ ኣብ ተፃራሪ ጋንታ ተፃወትቲ ብኣይሰዓርን በሃላይነት መንፈስ ናብ ህልኽ ኣትዮም÷ ክነሓንሑን ካብኡ ሕልፍ ኢሉ እውን ኣብ ሓደ ኣካል ጥፍኣት እንትፍፅሙን ምርኣይ ተለሚዱ እዩ፡፡
ተፃወትቲ ኣብ ምንቅስቓስ ፀወታኦም ከም ኣጋጣሚ ወይ ድማ ካብ ስፖርታዊ ሕግን ደንቢን ዝወፁ ተግባራት እንትፍፅሙ÷ስርዓት…
ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ጥሩነሺ ዲባባን ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብዛ ዕለት …
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ዓለም ብሓፂርን ነዊሕን ርሕቐት ከምኡ እውን ኣትሌት ጥሩነሺ ዲባባ ኣብ ውድድር ሰገናትን በፃሓትን ብሓደ ግዘ ብምስዓር ቅድሚ 20 ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ ድሙ ታሪኽ ፅሒፎም፡፡
ኣትሌት ቀነኒሳ ኣብ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ዓለም ብሓፂርን ነዊሕን…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 21 ክሳብ 23 መጋቢት 2025 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ናንጂንግ ኣምሪሑ።
እቲ ጉጅለ 12 ኣትሌታት፣ ክልተ ኣሰልጠንቲ፣ ሓደ መራሒ ጉጅለ፣ ሓደ መራሒ ጉጅለ ቴክኒክ፣ ሓደ ላዕለዋይ በዓል ሞያ ሕክምናን ሓደ…