ስፓርት

ስፓርት

ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ብፕሬዚዳንትነት ንቐፀልቲ 4 ዓማውቲ ዝመርሖ ምርጫ ትማሊ ከምዘሳለጠ ኮሚሽን ስፖርት ኣዲስ ኣበባ ዘውፅኦ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ 4 ሕፁያት ተወዳደርቲ ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ብምዃን ኣብቲ ውድድር ከምዝተዓወተ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ኣይተ ቢኒያም ምስ ተተካኢ ምክትል ፕሬዚዳንት ነበር ኣይተ ብርሃኑ መኮንን…
Read More...

ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ብምሽፋን ዕዉት ሕክምና ምርካቦም ተገሊፁ። እቶም ብሓገዝ ሮዲገር ሕክምና ዝተገበረሎም ህፃናት፥ ምንቃዕ ከንፈር፣ ብባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡን ኣብ ሰውነቶም ፀገም ቅርፂ ዝነበሮምን ህፃናት ኢዮም ተባሂሉ። ካብ ሴራሊዮናዊት…

ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋቲት ጋንታ ቢርኪርካራ ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና። ኢትዮጵያዊት ተፃዋቲት መስመር ምጥቃዕ ሎዛ አበራ  ኣብ ፕሜር ሊግ ደቂ ኣነስትዮ ማልታ ብሉፅ ብቕዓታ እናርአየት ትርከብ። ብመሰረት እዚ ድማ ተሸላሚት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ፕሪሜር ሊግ ደቂ ኣነስትዮ…

“ቱር ሓድነት ትግራይ” ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)“ቱር ሓድነት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 12 ክሳብ 26 ታሕሳስ ዝካየድ ውድድር ኮርሶ ብሽክለታ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ። ብኽሊቲኡ ፆታ ንዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ዝካየድ እቲ ውድድር፥ 6 ኪሎ ሜትሮ ብዝሸፈነ ውድድር ውልቀ ፓራሎግ ደቂ ተባዕትዮ ኢዩ ትማሊ ተጀሚሩ። ካብ 7…

ውፅኢት 4ይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሰሙን ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ። ኣብ ሃዋሳ ስታዲየም ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ድማ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣብ መቐለ ስታዲየም ትግራይ ንጅማ ኣባ ጅፋር ዘተኣናገደት መራሒት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ወልዋሎ…

ካርሎ አንቸሎቲ ኣሰልጣኒ ጋንታ ኤቨርተን ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤቨርተን ንኣልጣኒ ካርሎ ኣንቸሎቲ ዋና አሰልጣኒኣ ብምግባር ከምዝሾመት ኣፍሊጣ። ኤቨርተን ብኩንትራት 4 ዓመትን መንፈቕን ንጣልያናዊ ካርሎ ኣንቸሎቲ ዋና አሰልጣኒ እታ ጋንታ ብምግባር ከምዝቖፀረቶም ገሊፃ። ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ጋንታ ናፖሊ ዝተሰናበቱ ወዲ 60 ዓመት ካርሎ ኣንቸሎቲ፥ ቅድሚ…

ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ ብምዃን ተመሪፆም። ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ/ሴካፋ/ ፕሬዚዳንትታት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ እተን ሃገራት ዝተሳተፍሉ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ኡጋንዳ፣ ካምፓላ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ። ብመሰረት እዚ ንቐፀልቲ…