ስፓርት
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ኢፕስዊች ታውን 2 ን 0 ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ኢፕስዊች ታውን 2 ን 0 ተዓዊቱ።
ሊቨርፑል ዲያጎ ዦታን ሞሃመድ ሳላህን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት ኢዩ ተዓዊቱ።
ሰዓት 11 ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ እቲ ፕሪሚየር ሊግ፥ ኣርሰናል ምስ ዎልቭስ ክጋጠሙ ኢዮም።
Read More...
ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኢትዮጵያ ከፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕዩኡ ኣብ ፓርክ ሓድነት ሎሚ ኣመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ኢያሱ ወሰንን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ተረኺቦም።
እተን ሚኒስትር፥ እቲ ቤት ዕዮ ኣብ ኢትዮጵያ ምኽፋቱ ማሕበራዊ፣…
ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2024/2025 ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ፉልሃም ፈላማይ ፀወታ መርሃ ግብሪ ውድድር እዚ ዓመት ክገብራ ኢየን።
ፅባሕ ድማ፥ ኢፕስዊች ምስ ሊቨርፑል፣ ኣርሰናል ምስ ወልቭስ፣ ኢቨርተን ምስ ብራይተን፣ ኒውካስል ምስ ሳውዝሃምፕተን፣ ዌስትሃም…
ንኣትሌት ኮንስታብል ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ 33 ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ልዐል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከተን 5ይ ደረጃ ብመሓዝ ብዲፕሎማ ንዝዛዘመን ኣትሌት ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ሂቡ።
በዚ መሰረት ነቲ ኣትሌር መዓርግ ሓጋዚ ኢንስፔክተር ከምዝተውሃቦ ሓበሬታ ፖሊስ ፌደራል ኣመልኪቱ፡፡
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዝሃባኒ ኣፍልጦን ምስጋናን ተሓጒሰ እየ – ኣትሌት ታምራት ቶላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዝሃባኒ ኣፍልጦን ምስጋናን ተሓጒሰ እየ ክብል ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ብሕታዊት ሜዳሊያ ወርቂ ዘምፀአ ኣትሌት ታምራት ቶላ ገሊፁ።
ኣትሌት ታምራት ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ንዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብ ዝተኻየደሉ እዋን÷ ኣብ ጉድኣት ስለዝነበረ ኣብ ማራቶን ናይ…
ኢትዮጵያ ድሕሪ 12 ዓመት ብኣትሌት ኣበባ ኣረጋዊ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2012 ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ኦሎምፒክ ለንደን ንኢትዮጵያ ብ1 ሺሕነ 500 ሜትሮ ዝወከለት ኣትሌት ኣበባ ኣረጋዊ ድሕሪ 12 ዓመት ሜዳሊያኣ ረኺባ።
እታ ኣትሌት ቅድሚ 12 ዓመት ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ 5ይቲ ብምውፃእ ዛዚማ ነይራ፡፡…
ካብ ኢትዮጵያ ርሒቑ ዝፀንሐ ዓወት ኦሊምፒክ ማራቶን ብምምላሰይ ተሓጒሰ- ኣትሌት ታምራት ቶላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ርሒቑ ዝፀንሐ ዓወት ኦሊምፒክ ማራቶን ብምምላሰይ ተሓጒሰ ክብል ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሎምፒክ ተዓዋትቲ ሜዳሊያ ወርቂ ዝኾነ ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዛሪቡ።
ኣትሌት ታምራት ቶላ ሓዊሱ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 33 ውድድራት ኦሊምፒክ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ ንጎሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዉ…