ስፓርት
መኽፈቲ ፕሮግራም ፓራሊምፒክ ጨዋታ ቶኪዮ 2020 ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝካየድ ናይ ፖራሊምፒክ ጨዋታ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ።
ኣብቲ መኽፈቲ ስነስርዓት ናይ ኢትዮጵያ ብሔራዊ ፖራሊምፒክ ልዑኽ ጉጅለ ከምዝተረኸበ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna…
Read More...
ግብፃዊ መሓመድ ሳላሕ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ከይፃወት ብሊቨርፑል ተኸልኪሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኵዕሶ እግሪ ግብፂ ኣጥቃዓይ ክለብ ሊቨልፑል መሓመድ ሳላሕ ግብፂ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ እትገብሮ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ከይሳተፍ ብጋንታ ሊቨርፑል ከምዝተኸልከለ ገሊፁ።
ጋንታ ሊቨርፑል ዘቕረበቶ ምኽንያት ድማ እንግሊዝ ምስ ኮሮናቫይረስ ተሓሒዙ ዘውፀአቶ ሕጊ፤ ሳላሕ ካብ ግብፂ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ምስ ተመሰለ ን10…
ኣብ ኬኒያ እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
ብ12 ሜዳልያታት ራብዓይ ደረጃ ካብ ዓለም ብምሓዝ ዝዛዘመ እቲ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ በፂሑ።
ብምክትል ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ወይዘሮ ኣበባ ዮሴፍ…
ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 12 ነጋሰ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መዕፀዊ ውድድር፥ ኢትዮጵያ ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ፣ ብ1500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ 3000 ሜትሮ መሰናኽል ደቂ ኣንስቲዮ፣ 4 X 400 ሜትሮ…
ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ።
ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ኣብ ዝካይድ ዘሎ እቲ ውድድር ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው ብ2:02.96 ብዝኾነ ሰዓት ቀዳመይቲ ብምውፅኣ ኢያ እቲ መዳሊያ ንሃገራ ኣመዝጊባ።
ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ዝተሳተፉ…
ዋልያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 15 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይድ ኢዩ።
እቲ ጋንታ ብኣተኣናጋድነት ኳታር ንዝካየድ 2022 መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ዚምቧቡዌን ደቡብ ኣፍሪካን ምምዳቡ ይፍለጥ።
ብመሰረት እዚ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ምስ…
ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ናይ ዓለም ናይ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ።
እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ታደሰ ወርቁዝተረኸበ እንትኸውን፥ ብኻሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ኣዲሱ ይሁኔ ድማ መበል ራብዓይ ደረጃ ከምዝረኸበት ካብ ኣትሌቲክስ…