ስፓርት
ኣብፀወታ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ፀወታ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንኣርባምንጭ ከተማ 1 ን 0 ብመስዓር ተዓዊታ።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተገበረ ፀወታ፥ በዛብህ መለዮ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ፋሲል ከነማ ሰለሰስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ፡፡
ፋሲል ከነማ ሎሚ ምስዓራ ስዒቡ ንጋንታወላይታ ዲቻ ብሽቶ ብምብላፅ ሳልሳይ ደረጃ እንትትሕዝ፥ ጋንታ ኣርባምንጭ ከነማ ድማ ኣብ መበል 7ይ ደረጃ ትርከብ፡፡
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ…
Read More...
ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዲስ ኣበባን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዲስ ኣበባን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን።
ሎሚ መዓልቲ ሰዓት ትሽዓተ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝተገበረ ፀወታ፥ ክልቲአን ጋንታታ ብዘይ ዝኾነ ሽቶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ውፅኢት እቲ ፀወታ ስዒቡ ጋንታ ኣዲስ ኣበባ ኣብ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ሓዊሱ ተዓዊቶም።
ኣብ ማራቶን ሃምቡርግ ኣትሌት ያለም ዘርፍ የኋው 2 ሰዓት 17 ደቒቕ 23 ሰኮንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታውን ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽን ተዓዊታ፡፡
ብተመሳሳሊ ኣብ ማራቶን ማድሪድ ኣትሌት ስራነሽ…
ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ማማሎዲ ሰንዳውስን ፔትሮ ኣትሌቲኮን ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም።
ውድድር ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣፍሪካ ናብ ፍፃመ እናተቓረበ ዝርከብ እንትኸውን፥ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ፍርቂ ፍፃመ ዝኣትዋ ጋንታታት ዝፍለያሉ ናይ መልሲ ፀወታ ክካየዱ…
ምድብ ድልድል መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትማሊ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትማሊ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብቲ ድልድል መፃረዪ ፀወታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ምስ ግብፂ፣ ጊኒን ማላዊን ጸደልዲላ።
እቶም መፃረዪ ፀወታታት ካብ ዝቕፅል ጉንበት ጀሚሩ ዝካየዱ ከምዝኾኑ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ንኢትዮጵያ፦…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትማሊኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ዓወት ቀኒዑዎም።
ብብርኪ ዓለም ደረጃ ፕላቲኒየም ኣብ ዝተውሃቦ ውድድር ጉያ ማራቶን 2022 ደቡብ ኮሪያ ከተማ ሴኡል ብደቂ ተባዕትዮ ሞስነት ገረመው ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዋቲ ኮይኑ፡፡
ኣብቲ ውድድር ሄርጳሳ ነጋሳ ካልኣይ…
ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ወርሒ 27 ቢሊየንን 219 ሚሊየንን 961 ሺሕን 375 ነጥቢ 3 ብር ንምነእካብ ትልሚ ተታሒዙ ከምዝነበረ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ 27 ቢሊየንን 130 ሚሊየንን 353 ሺሕን 57 ነጥቢ 33 ብር ከምዝኣከበ ካብቲ ሚኒስቴር…