ስዑዲ ዓረብ ብዓመፅቲ ሃውቲ ዝተቐበሩ 733 ፈንጂታት ምምካና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ብዓመፅቲ ሃውቲ ዝተቐበሩ 733 ፈንጂታት ኣብዚ ሰሙን ምምካና ኣፍሊጣ።

እቶም ዝመኸኑ ፈንጂታት፥ 618 ዘይፈንጀሩ፣ 110  ፈንጂታት ፀረ ታንኪ፣ 4 ፀረ ሰብን ሓደ ተባራዒ ፈንጂን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ የመን ዘለዉ ህፃናት፣ ደቂ ኣኒስቲዮን ሽማግለታትን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰባት ልዑል ስግኣት ፈጢሮም ከምዝነበሩ ተሓቢሩ።

ኦፕሬሽን ምምካን ፈንጂ እቶም ዓማፅያን ኣብ ዝርከቡሎም ከባቢታት ማሪብ፣ ዓደን፣ ጁፍ፣ ሻብዋ፣ ታይዝ፣ ሆደይዳህ፣ ላሂጅ፣ ሰነዓ፣ ኣል-በይዳ፣ ኣል-ዳሌን ሰኣዳን ዝበሃሉ ከምዝኾኑ ኣረብ ኒውስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment