ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ።

ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስርትያን ኢትዮጵያን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያንን ብስግደትን ፆምን ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ ሕብረት ወንጌላውያን ኣቢያተ ክርስቲያን እውን ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት እናተዘከረ ክውዕል ኢዩ።

እተን ኣቢያተ ክርስትያን፥ ኢየሱስ ክርስቶስ ንወዲ ሰብ ክብል ዝተቐበሎም መከራታት ንምዝካር ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ትምህርቲታት የቕርባ ኣለዋ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment