ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

እቲ ስነ ስርዓት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።

ኣብዚ ዓመት ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገባ በቢከባቢአን እወንታዊ ፅዕንቶ ዘሕደራ ምዃነን ተገሊፁ።

ካብ መንጎ እተን ተሸለምቲ ኢትዮጵያዊያን ሰብ መዚ ዝርከበአን እንትኾና፥ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋየ (ዶክተር) ሓንቲ ከምዝኾና ካብ ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment