ስነ ስርዓት ሶላት መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሶላት መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ብርክት ዝበሉ ሰዓብቲ እቲ እምነት ኣብ ጎደና ሰማእታት ስነ ስርዓት ሶላት የካይዱ ኣለዉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

 

Comments (0)
Add Comment